'ኦ' ኣሉታዊ ደም ዘለዎም ሰባት፡ ደሞም ኤ፡ ቢ ወይ ኣርኤች [Rh] ኣንቲጀን ስለ ዘይብሉ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኣድማሳውያን ለገስቲ ተባሂሎም ይግለጹ። እዚ ግን ካብ መጠን ንላዕሊ ምቕላል እዩ። ...